ሰብን ኣእምሮን

$ 30,00

ምስጢር ዕውት ህይወት

SKU: 8ydyw Categories: ,

Description

ሕጊ ስሕበት (Law of Attraction) -እዚ ፍልስፍና ሰብ ናይ ሓሳቡ ውፅኢት እዩ ዝብል ድምዳመ ገይርሉ እዩ። እቲ ሎሚ ኾይንካዮ ዘለኻ ኣብ ሓሳብካ ዝነበረ ሰናይ ሓሳብካ ወይ’ውን እኩይ ትምኒታትካ ምዃኑ’ዩ ይብል። ብመሰረቱ ወዲ ሰብ ናይ ካልእ ፀላኢ ኣይብሉን ወይ ካልእ ፈታዊ ኣይብሉን እቲ ዝሓሰቦ እዮም ኩሎም ዝረኸቦም።እቲ ዝምነዮ እዮም እቶም ኩሎም ዝረኽቦም ኣጋጣምታት። ብሓፈሻ ህይወትና ሓሳባትና እዮም። ሓሳባትና ትምኒታትና ፣ትምኒትና ድማ ፀሎትና ምዃኖም እዩ በዚ ኣገላልፃ። እምበኣርከስ ቅድሚ ኹሉ ሰረት ሕልና ትኹረት ግድን ከድልዮ እዩ። ሓንጎል ከይተስተኻኸለ ዝስተኻኸል ህይወት የልቦን። እቲ ዝገጥመና ኹሉ ዝሓሰብናዮ እንተኾይና ናብ ርሑቕ ኣይንጓዓዝ። ሓሳብና ነመዓራሪ። ንሕና ሰናይ ምስ ንሓስብ ኩሉ ሰናይ፤ንሕና ኣሉታውያን ምስ ንኸውን ድማ ኩሉ ኣበር ዘለዎ ይኾነና። ሎሚ ትማሊ ዝሓሰብናያ እያ፣ ዓርክና ዝሓሰበናሉ እዩ ዝምልሰልና፣ ቤተሰብ ዝለገስናሎም ፍቕሪ የርእዩና ዘይዘራእኻዮ ምዕፃድ ኣይነበረን’ሞ።

Reviews

There are no reviews yet.

Be the first to review “ሰብን ኣእምሮን”

Your email address will not be published. Required fields are marked *

Back to Top